ዳይናሚክ ኣርት ፕሮዳክሽንስ - DYNAMIC ART PRODUCTIONS
ኣብ 1970ታት.ኣብ ምድሪ ኣፍሪቃ ሓደ ደሚቕ ኮኾብ ተኸሲቱ ሃንደበት ሃጠመ።ብምዕራብ ኣፍሪቃ ኣፐር ቮልታ ተባሂላ ትጽዋዕ ዝነበረት ሃገር ናይ ካፒተን ማዕረግ ዘለዎ ወተሃደር ስልጣን ሓዘ ብዙሕ ከይተርኣየ ግን ኣሰሩ ጠፍአ ።እዚ ደሚቅ ኮኾብ ዝተሰምየሉ ቀጻልነት ብርሃኑ ከየረጋገጸ ሃንደበት ተኮልፈ ኣብ ዓዘቅቲ ጸልማት ዝነበረት ኣህጉር ኣፍሪቃ ተስፍኣ ባኸነ።እዚ ደሚቅ ኮኾብ ናይ ሃገረ ቡርኪናፋሶ ፕረዝደንት ቶማስ ሳንካራ ይበሃል።ኣፍሪቃ ካብ ገዛእቲ ዘፍረየቶም ካብ ማህጸና ዝተፈጥሩ ፣ ምስ ግዳማዊ ሓይሊ ተሻሪኾም፣ ሓይሊ ሰባ ኣባኺኖም፣ገንዘባ ውሒጦም፣ ወተሃደራዊ ዕጥቂ ተቀኒቶም፣ ንጥፍኣታ ዝተግሁ እንከለዉ ናይ ቶማስ ሳንካራ እንታይ መለሳ ከይህልዎ ትብሉ ትህልዉ...!ሰሚዕኩም ፍሉይነቱ ንምምስካር እምበኣር ኣብዚ ብ ተስፉ ሃይለማርያም ዝተዳለወ መደብ ምሳና ጽንሑ።
Tesfu Hailemariam.
Copyright © DYNAMIC ART PRODUCTIONS 2021
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Please Subscribe፡ https://www.youtube.com/channel/UCNOq8kRWJ38k5YeUFK7DLUg
Follow Us On Facebook፡https://www.facebook.com/Eri-Art-Pro-100405434691009/
Follow Us On Instagram፡https://www.instagram.com/Dynamic_Art_Pro/
Follow Us On our Website፡ https://dynamicartproductions.art.blog/

- Catégories
- Cours de Batterie & Percussions
Commentaires